
ትካልና መሸጣ ስጋ ኣማኑኤል ኣብ ካልጋሪ ኣልበርታ ከባቢ ማልብሮ ሞል ዝርከብ ኮይኑ በዚ ሞያ ምሻጥ ስጋ ናይ ልዕሊ ሸሞንተ ዓመት ተሞክሮ ኣሎና። እቲ እነቅርቦ ስጋታት ሓድሽን ጽፉፍን ኮይኑ ካብቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ብሉጻት መከፋፈልቲ ስጋን ካብቶም ኣብ ከባቢና ዝርከብ ሓረስቶትን ዝመጽእ እዩ፡
100% ሳዕሪ ዝምገቡ ከብትን ጤለ በጊዕን ደርሁን ኢና እነቕርብ እዚ ድማ የሐብነና።
ናብቲ ኣብ 920 36 street NE # 142B Calgary, AB ዘሎ ድዃንና ብጽሑና።
ኣበይ
ክረኽቡና ይኽእሉ
ኣድራሻና
ስልኪ ቁጽርታት
ናይ ዱኳን : 403 248 9397
ሞባይል : 403 619 9373
ሞባይል : 825 365 9099
ሰዓታት ስራሕ
እንታይ ኢና
እነቕርብ
ስጋ ከብቲ
ስጋ በጊዕ
ስጋ ጤል
ስጋ ደርሆ
ስጋ ዓሳ
ቀመማት
ስለምንታይ
ንዓና ይመርጹና
እነቕርቦ ስጋ፡ ካብቶም ብጽፈቶም ተሸለምቲ ዝኾኑ ናይ ስጋ ኣከፋፈልትን ካብቶም ልዑል ጽሬት ዘለዎም ናይ ብዕራይ በጊዕ ጤል ደርሆ ከምኡውን ዓሳ ዘዳልዉ ኣብ ከባቢና ዘለዉ ሰብ ሕርሻ (ሓረስቶት) ዝመጸ እዩ። ኩሉግዜ ሓድሽ ብጥንቃቀ ዝዳሎን ከከም ኣድላይነቲ ተቖሪጹ ብግቡእ መዓሸጊ ተጠቕሊሉ ዝቀርብ ጽሬቱ ዝሓለወን ስጋ ስለ እነቕርብ።
ድሕንነት
ድሕንነት ዘለዎ ስጋ ምቅራብ ንተጠቀምትናን ንንግድናን ጽቡቕ እዩ ። ስለዚ ኸኣ ኢና ነቲ ናይ ምዕቃብን ናይ ምሓዝን መስርሕ ተጠንቂቕና እንስዕቦ። ክኢላታት ኣባላትና ነቲ ድሕንነት ስጋታት ንምርግጋጽ ብዙሕ ጥንቃቐታት ይገብሩ እዮም።
ብሉጽ ፍርያት
ዓማዊል ብሉጽ ፍርያት ኪረኽቡ ዚግብኦምን ዚጽበዩን ስለ ዝዀኑ ካብ ምምራጽ ስጋ ጀሚሩ ቀንዲ ዜተሓሳስበና ነገር ጽሬቱ ዝሓለወን ዘይተበከለን ብሉጽ ስጋ ምድላው እዩ።
ኩሉ ግዜ ሓድሽ
ቤት መሸጣ ስጋ ኣማኑኤል ኩሉ ግዜ ሓድሽ ዝለዓለ ደረጃ ዘለዎ ስጋ ብዕራይ በጊዕ ጤል ከምኡውን ደርሆ ብምድላዩ ይሕበን እዩ። ልዑል መለክዒታት ስለ ዘሎና ኩሉ ግዜ ብሉጽ ፍርያት ስጋ ምስ ብሉጽ ኣገልግሎት ዓማዊል ብምሃብ ኢና እንፍለጥ
ፍርያት ስጋ ከብቲ

Rib Stake
Rib Stake

Chunk Tender
Chunk Tender

Inside Round Cup Off
Inside Round Cup Off

Cap PLD Tenderloin 5Up Grade AAA
Cap PLD Tenderloin 5Up Grade AAA

BBQ Meat
BBQ Meat

Top Butt
Top Butt

Lean Meat Ground (ክትፎ)

Air Dried Meat (ቋንጣ)
ፍርያት ስጋ በጊዕ

Lamb Short Leg
Lamb Short Leg

Lamb Long Leg
Lamb Long Leg

Lamb Boneless
Lamb Boneless

Cap PLD Tenderloin 5Up Grade AAA
Full Lamb

Lamb Liver
Lamb Liver

Lamb Stomach
Lamb Stomach
ፍርያት ስጋ ዓሳ

Croackee Fish
Croackee Fish

Mackerel-Fish
Mackerel-Fish

King Fish
King Fish

Pompano Fish
Pompano Fish

Red Snaprea Fish
Red Snaprea Fish

Tilapia Fish
Tilapia Fish

Whiting Fish
Whiting Fish

IQF Basa Fillets Fish
IQF Basa Fillets Fish
ፍርያት ሓረስቶት

Farm Whole Chicken
Farm Whole Chicken

Farm Eggs 20
Farm Eggs 20

Farm Eggs 30
Farm Eggs 30
ቀመማት

Chicken Escalope Spices
Chicken Escalope Spices

Chicken Wings Spices
Chicken Wings Spices

Biryani Spices
Biryani Spices

Special Mix Spices
Special Mix Spices

Seven Mixed Spices
Seven Mixed Spices

Kofta Spices
Kafta Spices

Chickpeas powder (Shiro)
Chickpeas powder (Shiro)

Red Chill Powder (berbere)
Red Chill Powder (berbere)
ልዑል መለክዒታት ስለ ዘሎና ብሉጽ ፍርያት ስጋ ምስ ብሉጽ ኣገልግሎት ዓማዊል ኢና እንህብ።
ሕጉሳት
ዓማዊልና ብዛዕባና እንታይ ይብሉ
I have never shopped at a butcher shop before, I wanted to support local for thanksgiving so I thought I would try it. I came in and asked for help and the girl in the back laughed at me. The men were trying to be helpful but for fear of being laughed at I guess I’ll continue shopping at big box stores.
It’s all fresh and all traditional ways
I recommend you all guys to visit this great meat 🍖 shop
Good quality of meat and Amazing Coustmer service